StarNgage
  • 브랜드
    • #1 Content Creator Marketplace

      To connect brands with marvelous content creators from different channels and media.

    • 인플루언서 순위
    • 브랜드 랭킹
    • 상위 20명의 인플루언서 참여율 순위
    • 참여율로 순위가 매겨진 미국 상위 20명의 인플루언서
    • Instagram 패션 분야에서 가장 인기 있는 인플루언서 발견
  • 가격
  • 도구
    • Powerful Marketing Tools

      Everything you need to supercharge your influencer marketing campaigns.

    • 가짜 팔로워 검사기
    • 산업 표준
    • 광고 비율 기준
    • 인플루언서 고용
    • 해시태그 분석
    • AI 도구 디렉토리
    • 인플루언서 발견
  • 자료
    • Helpful Resources

      Learn, explore and get answers to all your influencer marketing questions.

    • 사례 연구
    • 자주 묻는 질문
    • 문의하기
    • 우리에 대하여
  • 블로그
  • 플랫폼
    • Our Platforms

      Explore our suite of tools and platforms built for modern influencer marketing.

    • 크리에이터 마켓플레이스
    • 크리에이터 관리
    • 크리에이터 제휴
    • AI 캐릭터 생성기
    • AI 크리에이터 발견
    • AI 리드 생성
    • English
    • Español
    • Italiano
    • 한국어
    • 日本語
    • 简体中文
    • 繁體中文

    • 더 많은 언어
로그인
가입
  • 브랜드
  • 가격
  • 도구
  • 자료
  • 블로그
  • 플랫폼
  • 로그인
  • 가입
VOA Tigrigna

VOA Tigrigna

@voatigrignaInstagramBrand
🇪🇷Eritrea
News

Average engagement rate on the posts is around 0.04%. The average number of likes per post is 4 and the average number of comments is 2.

ሬድዮ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ኣብ ሰሙን ሸውዓተ መዓልታት ናይ ፍርቂ ሰዓት ፈነወ የመሓላለፍ

6,671
Followers
0.04%
Engagement Rate
4
Engagement per post
4
Average likes per post
2
Average comments per post

Check Fake Followers

Growth trends, audience age, brand affinity and more

Follower and engagement growth, dominating age group, notable followers, mentions and audience brand affinity for @voatigrigna are available to StarNgage members.

Sign up free to unlock

Recent Posts

▶መንግስቲ ሩዋንዳ ትማሊ ሰሉስ ነፈርቲ ኲናት ዲሞክራቲክ ሪፖብሊክ ኮንጎ ንክሊ ኣየር ሃገሩ ምጥሓሰን ሓቢሩ።

መንግስቲ ብመገዲ
▶መንግስቲ ሩዋንዳ ትማሊ ሰሉስ ነፈርቲ ኲናት ዲሞክራቲክ ሪፖብሊክ ኮንጎ ንክሊ ኣየር ሃገሩ ምጥሓሰን ሓቢሩ። መንግስቲ ብመገዲ ትዊተር ኣቢሉ ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ ነቲ ዝተፈጸመ ጥሕሰት ንምክልኻል ስጉምቲታት ከምዝወወሰደ ይገልጽ። እታ ነፋሪት ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ጎማ ምዕራፋን ኣብ ማሲሲ ዝተባህለ ቦታ ኣንጻር ሚሊሻ M23 መጥቓዕቲ ፈጺማ ትምለስ ምንባራ ወታሃደራዊ ምንጪታት ዲሞክራቲክ ሪፖብሊክ ኮንጎ ሓቢሮም ኣለው።ብተወሳኺ እታ ነፋሪት ብሰራዊት ሩዋንዳ መጥቓዕቲ ከምዝገጠማ ይሕብሩ። ክልቲኦም ወገናት ኣቐዲሞም'ውን ኣብ ምጥሓስ ክሊ ኣየር ዝምልከት ንሓድሕዶም ክካሰሱ ጸኒሖም'ዮም።
1–
➡⚽ ሊዮናል መሲንን ክሪስትያኖ ሮናልዶ ዳግማይ ዘራኸበ ግጥም።

ኣብ መንጎ ናይ ፈረንሳ ፓሪ ሳን ጀርሞንን ኣል ስታር ሪያድ ን
➡⚽ ሊዮናል መሲንን ክሪስትያኖ ሮናልዶ ዳግማይ ዘራኸበ ግጥም። ኣብ መንጎ ናይ ፈረንሳ ፓሪ ሳን ጀርሞንን ኣል ስታር ሪያድ ንዝሓለፈ ሰሙን ዝተኻየደ ምሕዝነታዊ ግጥም ነቶም ክልተ ህቡባት ተጻወቲ ዳግማይ ክራኸቡ ኣኽኢልዎም'ዩ። እቲ ግጥም ብዓወት ፓሪ ሳን ጀርሞን 5 ብ 4 ተዛዚሙ።
2–
▶ኣብ ከተማ ሞቃዲሾ ኣብ ቤት ጽሕፈት  ከንቲባ' ታ ከተማ ዝተኻየደ መጥቓዕቲ ሽዱሽተ ሰባት ሞይቶም

 ኣብ ዋና ከተማ ሶማል ሞ
▶ኣብ ከተማ ሞቃዲሾ ኣብ ቤት ጽሕፈት ከንቲባ' ታ ከተማ ዝተኻየደ መጥቓዕቲ ሽዱሽተ ሰባት ሞይቶም ኣብ ዋና ከተማ ሶማል ሞቃዲሾ ኣብ ቤት ጽሕፈት ከንቲባ'ታ ከተማ ዝተኻየደ ከበባ ሽዱሽተ ሰባት ምሟቶም ፖሊስ'ታ ሃገር ሓቢሮም። ርእሰ ቕትለታዊ መጥቓዕቲ ነታጒ ኣብ ኣፍደገ ህንጻ ቤት ጽሕፈት ምስ ተኻየደ ምልውዋጥ ተኹሲ ምኽያዱ ፖሊስ ወሲኹ ሓቢሩ'ሎ። #somalia ##mogadişhu
––
▶ ኣብ ሕርሻ ዕፉን ዝተቐርጸ ምስሊ ህቡብ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ሊዮናል መሲ

ህቡብ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ሊዮናል መሲ ድሕሪ
▶ ኣብ ሕርሻ ዕፉን ዝተቐርጸ ምስሊ ህቡብ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ሊዮናል መሲ ህቡብ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ሊዮናል መሲ ድሕሪ ዓወት ሃገራዊት ጋንታ ኣርጀንቲና ኣብ ዋንጫ ዓለም 2022 ስሙ ኣብታ ሃገር ዝያዳ ገኒኑ ይርከብ። ምስሉ ኣብ አካላት ሰባት ከምኡ'ውን ዝተፈላለየ ቦታታት'ታ ሃገር ክስቀልን ክቕመጥን ይረኣ'ሎ። ኣብ ኮርዶባ ውጽእ ኢሉ ዝርከብ ሎስ ኮንዶረስ ዝተባህለ ቦታ ዝርከብ ሕርሻ ዕፉን ድማ ብዝተፈለየ ቅርጺ ዝተዘርኣ እኽሊ ምስ በቖለ ምስሊ ገጽ ሊዮናል መሲ ከርእይ ክኢሉ'ሎ። #messi #cornfarm #aregentina
––
▶ስነ ስርዓት ኣከባብራ በዓል ጥምቀት ኣብ ከተማ ኣስመራ

#asmara #epipahany
▶ስነ ስርዓት ኣከባብራ በዓል ጥምቀት ኣብ ከተማ ኣስመራ #asmara #epipahany
21
➡ ኢትዮጵያ 500 ሜጋዋት ናይ ጸሓይ ጸዓት ፕሮጀክት ንምምዕባል ምስ ናይ ሕቡራት ዓረብ ኢማራት ኩባንያ ማስዳር ስምምዕ ፈሪማ
➡ ኢትዮጵያ 500 ሜጋዋት ናይ ጸሓይ ጸዓት ፕሮጀክት ንምምዕባል ምስ ናይ ሕቡራት ዓረብ ኢማራት ኩባንያ ማስዳር ስምምዕ ፈሪማ ክብሉ ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ሎሚ ረቡዕ ኣፍሊጦም። እዚ ስጉምቲ ኢትዮጵያ ናይ ጸዓት ዓቕማ ከተስፍሕን ዝተፈላለየ ኣማራጺታት ፀዓት ክትጠቅምን ዘኽእላ ቀንዲ ተበግሶ ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ እዩ።
1–
▶ ኣብ ለንደን ዝመደበሩ ሄንሊን በንክሊን ዝተባህለ ትካል ዓለምለኸ ዜግነትን መንበሪን  ዝበለጸ ፓስፖርት ዓለም 2023 ንዝበሎ
▶ ኣብ ለንደን ዝመደበሩ ሄንሊን በንክሊን ዝተባህለ ትካል ዓለምለኸ ዜግነትን መንበሪን ዝበለጸ ፓስፖርት ዓለም 2023 ንዝበሎም ፓስፖርት ሃገራት ወግዓዊ ጌሩ'ሎ። እዚ ትካል ፓስፖርት ሃገራት ክትጉዓዘሉ ዘኽእል ቦታታት መሰረት ብምግባር'ዩ ነቲ ዝርዝር ወግዓዊ ጌሩ።
3–
ንነዊሕ እዋን ክህደን ዝጸንሐ ሓለቓ ጉጅለ ማፊያ መሲና ዴናሮ ብሰኑይ ድሕሪ ምትሓዙ ትማሊ ሰኑይ ናብ ማእሰርቲ ተወሲዱ'ሎ።

እ
ንነዊሕ እዋን ክህደን ዝጸንሐ ሓለቓ ጉጅለ ማፊያ መሲና ዴናሮ ብሰኑይ ድሕሪ ምትሓዙ ትማሊ ሰኑይ ናብ ማእሰርቲ ተወሲዱ'ሎ። እቲ ንኣስታት 30 ዓመታት ክህደን ዝጸንሐ ዴናሮ፡ ሕክምና ኣብ ዝግበረሉ እዋን’ዩ ብሰኑይ ኣብ ፓሌርሞ ተታሒዙ። ዴናሮ ብዝቐረበሉ ሓይሎ ክስታት ካብኡ እንኮላይ ብቕትለት ላዕለዋይ ጸረ-ማፊያ ኣኽባር ሕጊ ንሱ ኣብ ዘይነበረሉ ን20 ጊዜ ናይ ህይወት ማእሰርቲ ተፈሪዱ ነይሩ። ብኣሰቃቒ ግፍዕታቱ ዝፍለጥ ዴናሮ፡ ንሱ ብዝቐትሎም ግዳያት ምሉእ መቓብር ክመልእ ከም ዝኽእል ተዛሪቡ ነይሩ።
1–
▶ ኣብ ኔፓል ትማሊ ሰንበት ብዘጋጠመ ሓደጋ ምውዳቕ ነፋሪት ኣብታ ነፋሪት ዝንበሩ ኹሎም 72 ሰባት ምሟቶም ተገሊጹ።

ብመሰረት
▶ ኣብ ኔፓል ትማሊ ሰንበት ብዘጋጠመ ሓደጋ ምውዳቕ ነፋሪት ኣብታ ነፋሪት ዝንበሩ ኹሎም 72 ሰባት ምሟቶም ተገሊጹ። ብመሰረት ሓበሬታ ኣቭየሽን'ታ ሃገር ኣብ ውሽጢ 30 ዓመታት ዘጋጠመ ዝኸፍኣ ሓደጋ ምዃኑ ተገሊጹ'ሎ። #nepal #crash
1–
▶ ኣትለታት ተወላዶ ትግራይ ድሕሪ ክልተ ዓመታት ፍልልይ ምስ ስድራቤቶም ተራኺቦም

ብሰንኪ ኲናት ዝነበረ ጋግ፡ ኣብ ኣዲስ-ኣበ
▶ ኣትለታት ተወላዶ ትግራይ ድሕሪ ክልተ ዓመታት ፍልልይ ምስ ስድራቤቶም ተራኺቦም ብሰንኪ ኲናት ዝነበረ ጋግ፡ ኣብ ኣዲስ-ኣበባ ዝቕመጡ ተወላዶ ትግራይ ኣትለታት ንኽልተ ዓመታት ካብ ስድራቤቶም ተፈላልዮም ድሕሪ ምጽናሕ፡ ሎሚ ብእኩብ መቐለ ኣትዮም። #ethiopia #mekelle #athlete
13–
➡ ናብ ሓሙሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ ፈላሚ ዑደት ዝገብር ዘሎ ሓድሽ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ቻይና ኲን ጋንግ ሎሚ ኣብ ሰዓታት ቅድሚ
➡ ናብ ሓሙሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ ፈላሚ ዑደት ዝገብር ዘሎ ሓድሽ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ቻይና ኲን ጋንግ ሎሚ ኣብ ሰዓታት ቅድሚ ቀትሪ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ ኣሎ። እቲ ሚኒስተር ምስ ናይ ኢትዮጵያ መዘናኡ ደመቀ መኮነንን ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድን ተራኺቡ ኣብ ክልተኣዊ ዝምድናታት ዘተኰረ ምይያጥ ምግባሩ፡ ካብ ቤት ጽሕፈት ሰበ-ስልጣን መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝወጸ ሓጺር መግለጺ ኣመልኪቱ። #ethiopia #china #addisababa
9–
▶ ትካል መፈረይ መካይን BMW  ደጋዊ ሕብሪ ትቕይር መኪና ንምርኢት ኣቕሪቡ።

ቢ.ኤም.ዳብሊው (BMW ) ነዛ ደጋዊ ሕብሪ ት
▶ ትካል መፈረይ መካይን BMW ደጋዊ ሕብሪ ትቕይር መኪና ንምርኢት ኣቕሪቡ። ቢ.ኤም.ዳብሊው (BMW ) ነዛ ደጋዊ ሕብሪ ትቕይር መኪና ንምርኢት ዘቕረበ ኣብቲ ኣብ ላስ ቨጋስ ዝካየድ ዘሎ ምርኢት ኤሌክትሮኒክስ'ዩ። እታ መኪና 32 ሕብርታት ክትቕይር ከምትኽእል'ውን ተፈሊጡ'ሎ። #BMW #CES
5–

Similar Accounts

🇸​🇺​🇿​🇦​🇳​🧿🇨🇦
🇸​🇺​🇿​🇦​🇳​🧿🇨🇦
@glamwithsuzan
361,376 followers · Instagram
Huruy Alemayo
Huruy Alemayo
@huruyalemayo
268,600 followers · TikTok
Letebrhan Abrehaly
Letebrhan Abrehaly
@candysweet24
265,500 followers · TikTok
BiTCOiNDiNA703
BiTCOiNDiNA703
@yalocalmiskeen
231,900 followers · TikTok
Samah Noor
Samah Noor
@samahnoor4
223,800 followers · TikTok
Ermias🇪🇷
Ermias🇪🇷
@ermiwermi
196,500 followers · TikTok
🇪🇷 ALEX GIDEWON 🇪🇷
🇪🇷 ALEX GIDEWON 🇪🇷
@agentertainment
183,328 followers · Instagram
حنو جنو12
حنو جنو12
@12motheri
182,900 followers · TikTok
ፂላዋ ራያ
ፂላዋ ራያ
@emusohail
171,300 followers · TikTok
Ferow
Ferow
@theferow
165,886 followers · Instagram
Ebenezer Kahsay
Ebenezer Kahsay
@ebenezerkahsay3
165,500 followers · TikTok
Mewael Habtai
Mewael Habtai
@mewaelhabtai
151,700 followers · TikTok
Judiee_Curly
Judiee_Curly
@judiee_curly
146,200 followers · TikTok
𝑵𝒊𝒚𝒂𝒕
𝑵𝒊𝒚𝒂𝒕
@hanitey02
132,000 followers · TikTok

FAQ: Instagram Statistics and Insights for @voatigrigna

How many Instagram followers does @voatigrigna have?

@voatigrigna has 6,671 followers on Instagram.

What is @voatigrigna's Instagram engagement rate?

The average engagement rate on @voatigrigna's recent posts is about 0.04%.

How many likes does @voatigrigna get per post?

@voatigrigna gets around 4 likes and 2 comments per post on average.

What does @voatigrigna post about?

@voatigrigna mostly posts about News.

* Copyright: Content creators are the default copyright owners. Images, texts, videos, posts and profiles shown here are published on public domains and the respective social media for public viewing.

StarNgage
FacebookInstagram
App StoreGoogle Play
우리는 StarNgage에서 소셜리 분산 된 비주얼 컨텐츠가 광고의 미래라고 믿습니다. 인스타그램/틱톡에서 이미 현실화되었고 우리는 브랜드들이 이 모험에서 이길 수 있도록 도와주고자 합니다. 이 플랫폼은 브랜드들이 인플루언서 마케팅 활동을 측정하고 인플루언서들과 협업하여 콘텐츠를 만들 수 있게 도와줍니다.

StarNgage+ 소개

우리에 대하여문의하기블로그파트너 프로그램가격자주 묻는 질문

브랜드를 위한

소셜 미디어 인플루언서마이크로 인플루언서인스타그램 인플루언서인스타그램 마케팅 서비스인플루언서와 제품 샘플링인플루언서 순위브랜드 랭킹상위 크리에이터 순위

콘텐츠 크리에이터를 위한

스포트라이트사진 이야기

Top Ranking Industry Data

인스타그램 인플루언서 순위YouTube 크리에이터 순위틱톡 크리에이터 순위쓰레드 생성자 순위

Top Countries

United StatesIndiaAustraliaSingaporePhilippinesMalaysiaSouth KoreaJapan

Top Categories

Acting and DramaAnimalsAnimation and CosplayArts and CraftsAuto and VehiclesBeauty and Self CareDIY and Life HacksEducationEntertainment and MusicFashion and AccessoriesFinanceFitness and HealthFoodFunny
GamesHome and GardenLife and SocietyNatureOutdoor ActivityPetsPhotographyProduct EducationProduct ShowcaseRomance and WeddingSportsTravelUpskilling

StarNgage © 2015-2026. 판권 소유자
Privacy Policy이용약관