Kuflom_eye's Instagram Audience Analytics and Demographics
Get Our Influencer Rate Card Today!
A brand new way for you to compare the rates of influencers across the world.
Learn MorePROFILE OVERVIEW OF KUFLOM_EYE
Average engagement rate on the posts is around 0.98%. The average number of likes per post is 106 and the average number of comments is 5.
Check kuflom_eye's audience demography. This analytics report shows kuflom_eye's audience demographic percentage for key statistic like number of followers, average engagement rate, topic of interests, top-5 countries, core gender and so forth.
Followers
Posts
GENDER OF ENGAGERS FOR KUFLOM_EYE
MENTIONED HASHTAGS OF KUFLOM_EYE
- habesha 2
- tigray 2
- kuflomey 2
- ኪነያሬድ 2
- denvercolorado 1
RECENT POSTS
ከመይ ሓዲርኪ ትግራይ💊 #ሪመይ
Kafu_eye #kuflomey
🚨Breaking Entertainment News 🚨 🔥 COMING SOON🔥 🔥🔥💯ዓደይ ዛላምበሳ🔥🔥💯 ኣብ 💥MTV HABESHA 💥 YOUTUBE CHANNEL ናፍቆት🥹ዝክሪ ሓልዮት 💞 ፍቅር ተሰፉ 😊 ዘማለአት ብልፅቲ ስራሕ ኣብ ቀረባ እዋን 🌟MTV HABESHA 🌟 ድምፃዊ= ኣብራሃም ስራ ግጥሚ = ፀጋይ ገብረሂወት /ቻርጀር/ ዜማ= መ/ር ተሰፉይ & ኣብራሃም ስራ ምውህሃድ ሙዚቃን = አንድርያሰ ነጋሲ -ENDU STUDIO - GRAPHICS - SABIAN @_sabean__ SUBSCRIBE AND BE PART OF THE FAMILY! Let's Support by sharing guys !!! https://youtube.com/@mtvhabesha4603?feature=shared #kuflomey
ብምኽንያ ኣብ ዝተፈላለየ ከባብታት ትግራይ (ዋላ ብዕሊ ዝተኣወጀ ኣይኹን) መርድእ ጀጋኑ ተጋደልቲ (TDF) እናተናገረን ኣብ ህዝብና ገዛኢ ዛዕባ ኮይኑ የዘራርብ ብምህላው ን13 መስከረም 2016 ዓ,ም,ግ ክካየድ ተሓሲቡ ዝነበረ መድረኽ ሽልማት #ኪነያሬድ ን20 መስከረም 2016 ዓ,ም,ግ ዝተናውሐ ሙኻኑ ብትሕትና ክንሕብር ንፎቱ :: መድረኽና ጅግንነትን መስዋእትን ተጋደልትና እንሕበነሉን ዝሓደጉልና ናይ ሓደራ ቃል እንሐድሰሉን ሙኻኑ ዝኣምንን ነዚ ኣብ ምግላህ ንምስራሕ ዝተለመን እንትኾን ኣብ ፅባሕ መስቀል ኩሎም ኣርቲስትታትና ዕዱማት ኣጋይሽን ኣድነቅትን ኣብ ዝተረኸቡሉ ድሙቅ ኣገባብ እነካይዶ ሙኻንና ክንሕብር ንፎቱ ሓየት ኢቨንት #ኪነያሬድ ጥበባት ትግራይ
ክብርን ሞጎስን ነዛ ዘይትትካእ ሂወቶም ሂቦም ንዝተረፈ እንተስ ብብርዒ እንተስ ንካልእ ሓርነት ንክንትስፎ ዝገበሩ ስውኣት ትግራይ
ናይ መጀመርታ ግዜ ማሕበር ስነጥበባውያን ትግራይ ሰሜን ኣሜሪካ September 24 መስከረም 24 ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ - ኣብዚ ጉዳይ እዚ ምስ እትመፅኡ ብቅዓት ስነጥበባውያን ትግራይ ባዕሎም ብባዕሎም ዘዳለውዎ ናይ መጀመርያ ጉዳዮም ተኻፈልቲ ትኾኑ :: ኣብዚ ምስ እትመፅኡ ስነጥበባውያንን ስነ ጥበብን ትግራይ ደው ንክብል ኣብ ምሕጋዝ ተካፈልቲ ትኮኑ :: ደርፊን ስዕስዒትን ጥራይ ውን ኣይኮነን ዝተፈላለየ ፕሮግራማት ኣዳሊዮም ኣለው :: ኣብነት ድራማ (ትያትር) ፋሽን ሾው ግጥሚ ዝተፈላለዩ ሚድያታት ውን ኣለው ከም ኣክሱማውያን ሚድያን ካልኦትን ኣብኡ ከም ዝርከቡ ውን ከነፍልጥ ንደሊ ቀሊል ዕላማ ዘለዎ ጉዳይ ኣይኮነን
September 21 Denver Colorado ኣክሱማውያን ሚድያ ቱር
ዛላምበሳ
ባሻይ ማሓሪ ኪዳነ ኣግዓ ጥርቀ
Avg Comments