Digital_weyane_ari's Instagram Audience Analytics and Demographics

@digital_weyane_ari

Ethiopia

🔴County:- Tigray ትግራይ 🟡Language:- Tigrigna ትግርኛ 🔻መቐለ Follow us !!
Ethiopia

Business Category

Business & Utility Services

Get Our Influencer Rate Card Today!

A brand new way for you to compare the rates of influencers across the world.

Learn More

PROFILE OVERVIEW OF DIGITAL_WEYANE_ARI

Average engagement rate on the posts is around 1.42%. The average number of likes per post is 298 and the average number of comments is 7.

Check digital_weyane_ari's audience demography. This analytics report shows digital_weyane_ari's audience demographic percentage for key statistic like number of followers, average engagement rate, topic of interests, top-5 countries, core gender and so forth.

Followers
21,804
Avg Likes
298
Avg Comments
7
Posts
2,670

GENDER OF ENGAGERS FOR DIGITAL_WEYANE_ARI

Female
0 %
Male
0 %

MENTIONED HASHTAGS OF DIGITAL_WEYANE_ARI

RECENT POSTS

275 6

ፅንዓት ንመላእ ህዝቢ ትግራይ 💔💔😭 Condolences to the entire people of Tigray 💔💔😭

328 11

ፅንዓት ይሃብካ ህዝቢ ትግራይ😭🙏❤️ #tigray

682 6

መራሕቲ ሕድሪ ሰማእታትና ኣይነዐብርን ኢሎም እንትጭርሑ፣ህዝቢ ድማ ተኸቲልዎም እንትብል ምርኣይ ልሙድ እዩ። "ምዕባር "ማለት ትርጉሙ ምቕጣን፣ምምሳን፣ ምጥፋእ ምርሳዕ ክኸዉን ይኽእል። ሓደ ተጋዳላይ በረኻ ዝወፅእ ብዓላማ እዩ። እቲ ዝወፀሉ ዓላማ ኣብ ከይዲ እናሃለወ መስዋእቲ መቕሰልቲ ከጋጥም ድማ ይኽእል። እቲ ዘይተዛዘመ ኣብ ከይዲ ዘሎ ዓላማ ኣብ ጫፍ ከብፅሖ ዝኽእል እቲ ብሂወት ዝተረፈ መራሕን ህዝብን ብሓባር ብምዃን እዩ። ነዚ እዩ እዉን ሕድሪ ሰማእታትና ኣየነዕብርን ዝብሃል። እዚ ጭርሖ እዚ ንህዝቢ ክተንቅሕ ክትብል ክትጭርሖ ስለዘለካ ጥራይ ከይኾነ ካብ ልብኻ ብሓቂ ኣሚንኻሉ እዩ ክኸዉን ዘለዎ። ሕድሪ ሰማእታት ኣየዕብርን እናበልኻ ኣብ ስርቂ ኣብ ግዕዝይና ትርከብ እንተኾይንኻ መምሰላይ ኢኻ፤ ብዛዕባ እቲ ኣነ ክስዋእ ንስኻ ፅናሕ ኢሉ ኣብ ቕድሜኻ ዝተሰወአ ተጋዳላይ፤ብዛዕባ እቲ ኣብ ዕሸል ዕድሚኡ ካብ ሑቕፊ ኣዴኡ ተፈልዩ መእንተ ህዝበይ ኢሉ ዝሓለፈ ጀግና ዝሰርሖ ታሪኽን ቅያን ተወፋይነትን ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ኣብ መድረኽ ወፂእኻ እናተዛረብኻ ንስኻ ግን ስልጣነይ ኣይህብን ካብዛ ስልጣን ኣይወርድን ኣይሰምዕን ትብል እንተኾይንኻ ብስም ስዉኣት ትሸቅጥ ከምዘለኻ ፍለጥ። ጀጋኑ ወሊዳ ዘጋደለት ኣደ ፆማ ተዓፂፋ እናሓደረት፣ ኽዳና መዳፈ መሲሉ ብንብዓት አዕንታ ጨምጪሙ ጨጉሪ ርእሳ ፃዕድዩ እናረኣኻ ንስኻ ግን ወናኒ ሰማይ ጠቀስ ህንፃ፣ሓመድ ዘይነኽአካ ብሰማይ ትበርር፤በሊዕኻ ተትርፍ ፀጊብኻ ትሓድር እንተኾይንኻ ቃል ብፆትካ በሊዕኻ ሕድሪ ስዉኣት አዕቢርኻ ኢኻሞ ተነሳህ። እቱ ሓደራ ቃልና ከይዓብር፤ከይርሳዕ ሕድሪ ዝበሉኻ እንትንፋስ ሓፂራቶም ደም እናጎስዑ ኣብ ኣፍ ሞት ኾይኖም ዝተዚረብዎ ቃል፣ኣብ ቁራፅ ወረቀት ደም እናንጠብጠቡ ዝፀሓፍዎ ናይ ሓደራ መዘከርታ ኹሉ እናመለስኻ ቃሎም ረሲዐዮ ዶ ኣይረሳዕኹን ኢልኻ ንነብስኻ ሕተታ? ህዝቢ ክሓልፈሉ፣ቐሲኑ ክሓድር፣ህፃናት ኣብ ክንዲ ከላሸን ደፍተር መፅሓፍ ክሕንገጡ ፣ህዝቢ ዓደይ ርስተይ ዝብላ ብዘይሰኸፈት ወፂኡ ዝኣተወላ ሃገር ክትህልዎ እዩ ነይሩ ዓላማ ናይቲ ቓልሶም ። ከምኡ እንተነይሩ ሕድሪ ሰማእታት ዓቢሩ እዩ ኣይነዕብርን ኣይትበሉ !!!! ይኹን እምበር ብንፁህ ልቢ እንተረዳዲእና፣ ካባይ ንስኻ ትፈልጥ ንስኻ ምራሕ ኣነ ክስዕብ ኣነ ክፀንሕ፤ናተይ ዝኣረገ ሓሳብ እዩ ናትካ ዘመናዉን ዝሓሸን ስለዝኾነ ናተይ ይፅናሕ ናትኻ ንከተል እንተተበሃሂልና፤ህርመት ልቢ ናይ ህዝብና እንተዳሚፅና ፤ ሕድሪ ስዉኣት መሊሱ ክጥጥዕ፣ሂወት ክዘርእ፣ እቲ ደሞም ዝፈሰሶ ሽንጥሮ ክዕምብብ፣ እቲ ዝፀምእሉ ጎቦ ዓይኒ ማይ ክፍልፍል፣ እቲ ዝጠመዩሉ መይዳ ኣዝመራ ክኸዉን ፣ናይ ሓዘን ከይኾነ ናይ ሓጎስን ደስታን ዳስ ዘይንተኽለሉ ሰላም ልምዓት፣ራህዋ፣ቕሳነት ዘይንርእየሉ ምኽንያት የለን፤ ሽዑ ኢና ኣፍና መሊእና ድምፅና ሓፍ ኣቢልና ሕድሪ ሰማእታትና ኣይዓበረን ኢልና ንጭርሕ፤ መፃኢና ኣብ ኢድና እዩ ዘሎ። ኣጆና ❤️ ኽብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ደቂ ህዝቢ ትግራይ። እዛ ፅሕፍቲ ናብዝምልከቶም ኹሎም ኣብፅሑለይ። @yapimapi 🤞❤️

428 7

ዘለአለማዊ ክብሪ #ንጀጋኑ ጋኑ : ❤️😘❤️ ናፃ ትግራይ

531 4

ስለኺ እዩ ትግራይ : የቐንየልና TDF ትግራይ 🙏❤️🙏 ፅንዓት ሓቦ ህዝቢ ትግራይ ❤️ ——————— ዘላአለማዊ ክብርን ሞጎስን ንስውአትና 🤘❤️🙏

223 0

ዘለአለማዊ ክብርን ሞጎላን ንሰማእታትና🤞 Eternal glory and honor to our martyrs #tigray #tigrayadey💛❤⭐️

39 8

ዲያስፖራ ?? 😱 #tigray #tigrayadey💛❤⭐️

157 6

መድሓኒት ናብ ሆስፒታላት አይባፃሕን የለን እውን ; አብ ዕዳጋን ደገን ግን ይሸጥዎ አለው ; መንግስቲ ኢድ ዘለዎ ነገር እዩ ; ህዝቢና ዝሳቐ ዘሎ ብናይ ደገ ፀላእቱ ዘይኮነስ ብናይ ባዕሉ ሰርቕቲ እዩ :: ህዝቢ ዝብሎ መንግስቲ አይሰምዕን ዘሎ ; ተመዛበልቲ ማዓልታዊ ሂወቶም አብ ስቓይ ይርከቡ : ህዝቢ አይቐሰነን ብናይባዕሉ መንግስትን ምሕደራን ዩ ዝሳቐ ዘሎ:: #tigray #tigrayadey💛❤⭐️ #tigraystarvation

327 0

Happy Birthday @djashu_tig_tig እንኳዕ ተወለድካ ተጋዳላይ አሹ❤️🥰👌✊🏾 #tigray #tegaru

203 7

ትግራይ ናጻ አይኮነትን በሉ !! ትግራይ አብ ኢድ ጸላኢ ከምዘላ ንገሩ !! ትግራዋይ አብ ኩሉ አይጣዓሞን ኢልኩም ንገሩ !! አምሓራ ወሪርዎ መሬት ትግራይ ; ሻዕብያ ጎቢጥዎ ዘሎ መሬት ትግራይ ገና እዩ ናፃ አይኮነን ኢልኩም አጋዉሑ !! ትግራዋይ ሓቦ ሒዝዎ ኩሉ ክብርታቱ ባህሉ እንትእኽብር ጢዕትምዎ ዘይኮነስ ክብርታቱ ንከይጠፍእ አብ ርእሱ ፀገሙ እንተኽብር ጢዒምዎ ወይ መቺይዎ አይኮነን :: ትግራይ የላን ከም ቀደማ:: 😭 ናፃ አውፅእዋ ትግራይ !! ዘይመንግስታዊ ገጽ:Non-governmental page!! DW

296 3

ጣዕመ ዜማ ትግርኛ - ጣዕመ ቅኒት ትግርኛ - ባህሊ ትግራይ ትግርኛ - ላዛ ወነ ሳዕሲዒት ትግርኛ ከም ባህልና ዝመስል አበይ አሎ ❤️🥰❤️ ክበሩ ንበሩ ተጋሩ በቲ ዉቁብ ባህልኹም ❤️😘❤️ ክብረት ይሃብኪ ሓፍትና መሲ @official_messi_habeshawit #tigrigna #tigrayadey💛❤⭐️ #ashenda

210 4

ጣዕመ ዜማ ትግርኛ - ጣዕመ ቅኒት ትግርኛ - ባህሊ ትግራይ ትግርኛ - ላዛ ወነ ሳዕሲዒት ትግርኛ ከም ባህልና ዝመስል አበይ አሎ ❤️🥰❤️ ክበሩ ንበሩ ተጋሩ በቲ ዉቁብ ባህልኹም ❤️😘❤️ ክብረት ይሃብኪ ሓፍትና @j_ferede #tigrigna #tigrayadey💛❤⭐️ #ashenda

* Copyright: Content creators are the default copyright owners. These Images are published on public domains and respective social media for public viewing.

PEOPLE ALSO VIEWED

5.1K
349 / post
0.80 %
Ethiopia Fashion and Accessories, Celebrities
3K
47 / post
0.76 %
Ethiopia Arts and Crafts, Home and Garden
654.8K
1K / post
1.02 %
Ethiopia Beauty and Self Care, Arts and Crafts, Photography, Business, Film, Music & Books, Nature & Outdoors
220.3K
-
0.03 %
Ethiopia News
45.6K
-
0.41 %
Ethiopia Entertainment and Music, Celebrity, Entertainment, Music
26.9K
-
1.05 %
Ethiopia Fashion and Accessories, Arts and Crafts
57.1K
-
0.12 %
Ethiopia Education, Events
61.5K
-
0.03 %
Ethiopia Marketing and Advertising
34.8K
-
0.78 %
Ethiopia Nature, Pets, Home and Garden
1.8K
108 / post
0.61 %
Ethiopia Fashion, Celebrities, Film, Music & Books, Humor, Blogger, Creators & Celebrities
43K
-
0.26 %
Ethiopia Arts and Crafts, Home and Garden
170.5K
-
1.62 %
Ethiopia Entertainment and Music, Business and Finance, Music, DJ, Producers
1.5K
-
3.22 %
Ethiopia Beauty
165.9K
-
2.00 %
Ethiopia Travel, Music, Singer
12K
-
1.12 %
Ethiopia Fitness and Health